Agazian Media Foundation

Agazian Media Foundation We are Agazian Media Foundation that work for the rights of Tigrigna and other minority in Eritrea.

Tesfazion. ስለምንታይ እዩ ግፋ ኣብ ሃገርና ቀዋሚ ኮይኑ?
06/23/2026

Tesfazion. ስለምንታይ እዩ ግፋ ኣብ ሃገርና ቀዋሚ ኮይኑ?

Enjoy the videos and music you love, upload original content, and share it all with friends, family, and the world on YouTube.

06/16/2026

ሪፖርት ተለቭዥን ሃገረ ሓማሴን ካብ መራሒ ማየኣ ኣቶ ተስፋጽየን በርሀ ገርህላሰ

06/16/2026
ኣገዳሲ መደብ ንኹሉ ሃገራዊከምዝፍለጥ ማሕበር የሕዋት ኣግኣዝያን ካብቲ ንኣብ ደገ ዘሎ ሕብረተሰብ ኣተኩሮ ዝገበረ ጎስጓስን ምምልማልን ብመገዲ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዓወት ዛዚሙ ፥ ኣብዝሓልፈ ቅ...
03/08/2026

ኣገዳሲ መደብ ንኹሉ ሃገራዊ

ከምዝፍለጥ ማሕበር የሕዋት ኣግኣዝያን ካብቲ ንኣብ ደገ ዘሎ ሕብረተሰብ ኣተኩሮ ዝገበረ ጎስጓስን ምምልማልን ብመገዲ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዓወት ዛዚሙ ፥ ኣብዝሓልፈ ቅሩብ መዓልታት ድማ ነቲ ናይ መወዳእታ ደረጃ ጎስጓስን ምንቅቅሕን ብዓቢኡ ድማ ነቲ ብኣንድነታዊ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ ልዕለና ክግበር ዝጸንሐ ሃገራዊ ጽንተት ደው ንምባልን ፥ ስልጣን ሒዝካ ድማ ነዚ ስልጡን ሕብረተሰብ ናብ ግቡእ ክብሩን ናብ ቲ ክበጽሖ ዝነበሮ ደረጃ ስልጣኔን ንምብጻሕ ብጠሓሲት ሃገር ዝብል መሪሕ ተሰንዩ ናብ ኣብ ዉሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝብን ሰራዊትን ንምጉስጉስን ብቀጥታ ንምርኻብን ናይ ሳተላይት ፈነወ ተለቭዥን ሃገረ ሓማሴን ከምዝጀመረ ኣብ እዋኑ ሓቢርና ኢና።

ንጽባሕ ሰንበት ዕለት 8 መጋቢት 2026 ሰዓት 8 ድ፥ቀ በርሊን ድማ ብዛዕባ እዛ ተለቭዥንን ዕላማኣን ከም'ኡ ውን ብምኽንያት ምጅማር ተለቭዥን ነቶም ቅድሚ ሕጂ ዘየውፈርኩምን ሎሚ ጽባሕ ክትብሉን ዝጸናሕኩም ብኸመይ በታ ዘላትኩም ዓቅሚ ነዛ ናይ ፈለማ ድምጺ ህዝቢ ትግርኛ ዝኾነት ተለቭዥን ብምሕጋዝ ኣካል ታሪኽን ሓበንን እዛ ሃገር ክትኮኑ ትኽእሉ ብሰፊሕ መረዳእታት ካብ ላዕለዋይ መሪሕነት ክትርኽቡን ኢኩም።

Address

10770 Columbia Pike, Silver Spring, MD
Washington D.C., DC
20901

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Agazian Media Foundation posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Organization

Send a message to Agazian Media Foundation:

Shortcuts

Featured

Share