04/29/2019
መጽሓፍ "መግደራ 'ቲ ጉዕዞ" ን project92፥ ዘይመንግስታውን ዘይመኽሰባውን ትካል ዝተወፈየ
ሓዳሽ መጽሓፍ ኣብ ዕዳጋ። ኣብ ሓቐኛ ታሪኽ ዝተሞርኰሰ፥ ጉዕዞ ካብ ኣስመራ ናብ ሊብያ፥ ኣብ ሞንጎ ዘሎ መስገል ተዝንቱ። ገዚእኩም ንበብዋ። ኣብ መርበብ ሓበሬታና ኬድኩም ግዝእዋ www.project...