08/24/2026
ንዑ ሓቢርና ፈጣሪ ነመስግን
ከምቲ ዝፍለጥ ናይ ብዙህ ዓመታት ባህግና ዝነበረ ናይ ባዕልና ቤተክርስቲያን ምህናፅ እንሆብግዚኡ ፈጣሪ ብዝፈቀዶ መዓልቲ ተጀሚሩ አሎ። ስለዚ ሰሉስ(August 25) ሰዓት 10:30 AM ኣብቲ ናይ ቤተክርስቲያን መሬትና ኩሉና ተረኪብና ፈጣሪ ስራሕና ከሳልጠልና ብፀሎትን ብዝማሬን ክነመስግን እቲ ዝተጀመረ ነገር ብዕሊ ክንርኢን መላእ ህዝብና ብሹም ቤተክርስቲያን ክትርከቡልና ንዕድም ኣለና።
ዘይትረፎ ቆፀሮ ዑደት ምጅማር ህንፀት ደብረ ገነት መድሃኒኣለም ትግራይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን
መዓዝ:- ሰሉስ AUGUST 25, 2026
ሰዓት:- 10:30 PM
አድራሻ:- 5810 Santa Margarita, Las Vegas NV 89118