Habesha Info Zone

Habesha Info Zone Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Habesha Info Zone, Community Organization, Khartoum.

"ሓበሬታ ልክዕ ከም ካርታ(Map) ኢዩ፡ ናበይ ከም ትኸይድ ኢዩ ዝሕብረካ ደኣምበር፡ ነቲ ጉዕዞ እግሪ ኣውጺኡ ኣይስጉመልካን ኢዩ"

" ሓበሬታ ጥረ ነገር ኢዩ፡ ፍልጠት ከኣ ፍርያት ኢዩ! ሓበሬታ ስለዘለካ ጥራይ፡ ፈላጥ ማለት ኣይኮንካን" Peter Drucker

" ኣብዚ ዘመን እቲ ዝበለጸ ሃብቲ ገንዘብ ዘይኮነ፡ ኣብ ቅኑዕ ግዜ፡ ቅኑዕ ሓበሬታ ምርካብ ኢዩ" Nathan Rothschild

12/09/2026

በጃኹም ሓግዝዎ!
3 ዓመት ምሉእ ንመሐከሚ ሓገዝ ሓቲቱ ግን ክሳብ ሕጂ ፍታሕ ኣይረኸበን!

02/09/2026

ክክክ ጎሮቤትና ሓንሳብ ሓንሳብ ሰብ ንምድርባሽ ዝኸድዎ ርሕቀት ኣመና ኢዩ ዘስሕቅ!
ኣብዚ ናይ ውድድር ጽባቀ፡ ንሓፍቶም ድምጺ ኣብ ምእካብ እንከለው፡ ኣብ ኮመንት ናብ መሓመድ ሳላሕ ደዉሊ ምስ በልዋ ኢዩ!

ንስኒት ድምጺ ንሃባ 🇪🇷 Let’s come together and vote for Eritrea’s Snit Habteab.❤️🇪🇷🗳️ Visit http://missworld.1voting.com🌍 Selec...
28/08/2026

ንስኒት ድምጺ ንሃባ
🇪🇷 Let’s come together and vote for Eritrea’s Snit Habteab.❤️🇪🇷

🗳️ Visit http://missworld.1voting.com
🌍 Select “Africa”
👑 Choose Snit Habteab
✅ Follow the instructions to vote
Free voting is available through the 1Zone app, with paid voting available on the website.
🇪🇷

5 ሚልዮን.....ጉዕዞ ናብ 6 ሚልዮን!
28/08/2026

5 ሚልዮን.....ጉዕዞ ናብ 6 ሚልዮን!

🚨 ህጹጽ ናይ ሓገዝ ጻውዒት! 🚨​ሰላም ንዓኹም ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን! 🌸✨​ሓፍትና ሓናን ኢብራሂም (ዕባይ ሕምብርቲ - ዞባ ማእከል)፡ ብሰንኪ ናይ ክልቲኤን ኩሊታታ ምፍሻል ኣብ ኣዝዩ ከ...
28/08/2026

🚨 ህጹጽ ናይ ሓገዝ ጻውዒት! 🚨

​ሰላም ንዓኹም ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን! 🌸✨

​ሓፍትና ሓናን ኢብራሂም (ዕባይ ሕምብርቲ - ዞባ ማእከል)፡ ብሰንኪ ናይ ክልቲኤን ኩሊታታ ምፍሻል ኣብ ኣዝዩ ከቢድ ናይ ጥዕናን ሕክምናን ኩነታት ትርከብ። ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ሱዳን ኮይና ኣብ ሰሙን 3 መዓልቲ ደማ እናተሓጸበትን፡ ናይ ምስትንፋስ ሽግር ስለ ዘለዋ ድማ ብሓገዝ ኦክስጅን ኣብ ገዛኣ ትንብር ኣላ። 💔🩹

​🏥 ናይ ተስፋ ብርሃን፡

ኣብ ቱርኪ ከይዳ ሓንቲ ኩሊታ ብምቕያር ናብ ንቡር ህይወታ ናይ ምምላስ ዓቢ ተስፋ ኣሎ። እንተኾነ ግን ናይዚ ሕክምና’ዚ ወጻኢታት ካብ ዓቕማ ንላዕሊ ስለ ዝኾነ ናትና፡ ናይ ኣሕዋታ ሓገዝ የድልያ ኣሎ።

​ 🙏🏾 በጃኹም ህይወት እዛ ሓፍትና ንምትራፍ ንረባረብ 🤝❤️

​👇 ብኸመይ ክንሓግዝ ንኽእል? 👇

​1️⃣ ብገንዘብ ምልጋስ፡ ዓቕምኹም ዝፈቐዶ ብምልጋስ ህይወት ሓፍትና ነድሕን።

2️⃣ ብቴለፎን ንምርኻብ፡

📞 00249902748409

📞 00249111514560

3️⃣ ነዚ ጽሑፍዚ ሸር ብምግባር ናብ ክሕግዙ ዝኽእሉ ለጋሳት ኣሕዋት ንክበጽሕ ንሓግዝ!
🙏🏾 ሸር ምግባር ባዕሉ ዓቢ ሓገዝ እዩ! 🔄➡️

​📌 ናይ ሓገዝ መኣከቢ ሊንክ (GoFundMe) ኣብቲ ናይ ርእይቶ መውሃቢ ኣቐሚጥናዮ ኣለና! 👇

የቐንየልና፡
ኣምላኽ ንሓፍትና ሓናን ምሉእ ሕወየት ይሃብኪ !

ህጹጽ ሓበሬታክሉኹም ኣብ  ናይ ስኒት ድምጺ ትህቡ ዘለኹም : ካብ ሕጂ ንዝቅጽል 24 ሰዓት: ሓደ ድምጺ ዕጽፊ ስለዝሕሰብ: ነብስ ወከፍና ሕጅውን ድምጽና ንስኒት ይኹን። ስኒት : ሰኒትና ኣን...
26/08/2026

ህጹጽ ሓበሬታ

ክሉኹም ኣብ ናይ ስኒት ድምጺ ትህቡ ዘለኹም : ካብ ሕጂ ንዝቅጽል 24 ሰዓት: ሓደ ድምጺ ዕጽፊ ስለዝሕሰብ: ነብስ ወከፍና ሕጅውን ድምጽና ንስኒት ይኹን። ስኒት : ሰኒትና ኣንጸባራቂት ኣምባሳደር እያ።

ብ 4$ ዶላር 40 ድምጺ ዝነበረ
ሕጂ ግን ን 24 ሰዓታት ዝጸንሕ ብ 4$ ዶላር 80 ድምጺ ኮይኑ ኣሎ

https://missworld.1voting.com/en/candidate/EVENT_dNWcJ/eritrea-Ziese

ስኒት ክሳብ ትዕወት ድቃስ ኣይኮነን ትኽስ ምባል የለን!ውሑዳትን ብሉጻትን....ውሑዳት ብቁጽሪ ብዙሓት ኣብ ግብሪ!እዚ ውድድር ጌና 9 መዓልቲ ይተርፎ ኣሎ፡ ስኒት ክሳብ ትዕወት ሰለም ኣይንበ...
26/08/2026

ስኒት ክሳብ ትዕወት ድቃስ ኣይኮነን ትኽስ ምባል የለን!
ውሑዳትን ብሉጻትን....ውሑዳት ብቁጽሪ ብዙሓት ኣብ ግብሪ!

እዚ ውድድር ጌና 9 መዓልቲ ይተርፎ ኣሎ፡ ስኒት ክሳብ ትዕወት ሰለም ኣይንበል!
እቶም ዓቅሚ ገንዘብ ዘለኩም፡ ኣብዛ ታሕቲ ዘላ ሊንክ ብምእትዋ፡ ዓቅምኹም ድምጺ ብምግዛእ ሓገዝኩም ኣበርክቱ!

Link
https://missworld.1voting.com

ኩላትና ሼር ብምግባር ሓፍትና ነዐውት

ፎርሳ ጽቡቅ ትኸይድ ኣላ!እቶም ብነጻ ድምጺ ክትህቡ ትደልዩ፡ ነዛ ኣብ ስእሊ ዘላ ኣፕልኬሽን ብምውራድ፡ ኣብ 24 ሰዓት ሓንቲ ድምጺ ብነጻ ከተድምጹ ይፍቀደኩም ኢዩ! እታ ኣፕሊኬሽን 1zone...
25/08/2026

ፎርሳ ጽቡቅ ትኸይድ ኣላ!
እቶም ብነጻ ድምጺ ክትህቡ ትደልዩ፡ ነዛ ኣብ ስእሊ ዘላ ኣፕልኬሽን ብምውራድ፡ ኣብ 24 ሰዓት ሓንቲ ድምጺ ብነጻ ከተድምጹ ይፍቀደኩም ኢዩ! እታ ኣፕሊኬሽን 1zone ኢያ ትበሃል፡ ኣብ ኣፕስቶር ወይ ፕለይስቶር ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ሕጂ'ውን ኩላትካ ኢደይ ኢድካ ኢልና ድምጽና ብምሃብ ደገፍና ነበርክት!

Link
https://missworld.1voting.com

ኩላትና ሼር ብምግባር ሓፍትና ነዐውት

25/08/2026

ድምጺ ነቶም ድምጺ ኣልቦ ኣሕዋትና!
ኣብ ቢንጋዚ ሊብያ ዝርከቡ ኣሕዋትና፡ ኣብ ሕማቅ ኩነታት ይርከቡ ኣለው! ኩላትና ብዝተኻእለና መጠን ድምጺ ክንኮኖም ይምሕጸኑና ኣለው! ከምዚ ንርእዮም ዘለና ህጻናትን ደቂ ኣንስትዮን ዝረከብዎም ኣሕዋትና፡ ሼር ብምግባር ብውሕዱ ኣውያቶም ፍረ ክርከቦ እጃምና ነበርክት!

ሼር ሼር ሼር

ፎርሳ ጽቡቅ ትኸይድ ኣላ!ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ወይዘሪት ዓለም ንኤርትራ ወኪላ ትሳተፍ ዘላ ስኒት ሃብተኣብ፡ ካብ ኣፍሪቃ ቀዳመይቲ ኮይና ትመርሕ ኣላ!ሕጂ'ውን ኩላትካ ኢደይ ኢድካ ኢልና ድምጽ...
20/08/2026

ፎርሳ ጽቡቅ ትኸይድ ኣላ!
ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ወይዘሪት ዓለም ንኤርትራ ወኪላ ትሳተፍ ዘላ ስኒት ሃብተኣብ፡ ካብ ኣፍሪቃ ቀዳመይቲ ኮይና ትመርሕ ኣላ!

ሕጂ'ውን ኩላትካ ኢደይ ኢድካ ኢልና ድምጽና ብምሃብ ደገፍና ነበርክት!

Link
https://missworld.1voting.com

ኩላትና ሼር ምግበሮ ኣሕዋት!

Address

Khartoum
11111

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Habesha Info Zone posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share