Eritrea Now

Eritrea Now Kontaktinformasjon, kart og veibeskrivelse, kontaktskjema, åpningstider, tjenester, stjerner, bilder, videoer og kunngjøringer fra Eritrea Now, Ideell organisasjon, Tromsø.

Adresse

Tromsø
9011

Telefon

+4793422624

Nettsted

Varslinger

Vær den første som vet og la oss sende deg en e-post når Eritrea Now legger inn nyheter og kampanjer. Din e-postadresse vil ikke bli brukt til noe annet formål, og du kan når som helst melde deg av.

Kontakt Organisasjonen

Send en melding til Eritrea Now:

Del

ኤርትራ ሎሚ

ኤርትራ ሎሚ ዘይትመውት ኩሉ ግዜ እዋናዊት ስም እያ ፡ እዚ ስም ዝመረጽኩሉ ምኽንያት ከኣ ኤርትራን ኤርትራውነትን ዘይመውት ተጻብኦ ስለ ዝገጥሞ ዘሎን ፡ ስለ ዝነበረን እዩ ። ቀንዲ ሞያይ ምህንድስና ኮምፒተር እዩ ፡ ኮነ ግን ኣብ ምህንድስና ዓለም ዝነጥፍ በዓል ሞያ ኩሉ ወላ ኣብ ዝተፈልየ ዛዕባ ይኹን ስራሕ ምህንድስና ኩሉ ሓደ ኣገባብን ፡ ጥበብን ስለ ዝጥቀም ፖለቲካዊ መስርሕ ገባብል ምዕራብ ከጽንዕን ፡ ብዛዕቡኡ ከንብብን ክጽሕፍን ካብ ዝጅምር ድሮ 7 ዓመታት ኮይኑ ኣሎ ።

ካብ ኣብ ናይ ብሕተይ ፈይስቡክ ናብ ገጽ ፈይስቡክ ንምስጋር ዝወሰንኩሉ ቀንዲ ምኽንያት እምበኣር ፡ ንርዲኢትን ንቕሓትን ሕብረተሰብና ንምብራኽ ብፍላይ ኣብ ኣህጉራዊ ፖለቲካዊ ኣርእስታት ብምትኳር ንኣንባቢ ቀጥታውን ብተዛማዲ ሃናጺ ሓበሬታን ትንታነን ንምሃብ እዩ ።

ስለዚ ንኩሉኹም ኣንበብትን ተሳተፍትን ኣቐዲመ እንዳኣመስገንኩ ፡ ተሳትፎኹም ክዛይድን ትሕዝቶታት ኤርትራ-ሎሚ ናብ ኩሉ ኣብ ምብጻሕ ከተተባብዑን ክምሕጸን ይደሊ ።

Eng. Nathan E. S