05/06/2026
ዓወት ንእትጉዓዘሎም ዘለኻ መንገድታት ብምርዳእ እዩ ዝጅምር።
ወርክሾፕ፣ ስርዓተ ትምህርቲ ሆላንድ ( Nederlandse onderwijssysteem )
ንደቅኻ ኣብ ትምህርቶም ክትድግፎም፣ ዝመሃርዎን ዝኸድዎን ዘለዉ ደረጃ ብግቡእ ክትፈልጥን ክትርዳእን ከምኡ ውን ኣብ ንደቅኻ ዝወሃብ ናይ ደረጃ ( niveau) ውሳኔታት ኣፍልጦ ክህልወካ ትደሊ'ዶ?
መልስካ እወ እንተኾይኑ ኣብዚ ኣዳሊናዮ ዘለና ዕለት ብዛዕባ ስርዓተ ትምህርቲ ሆላንድ ( Nederlandse onderwijssysteem ) መጺኹም ክትሳተፉ ብክብሪ ንዕድም
ዕለት፡ 10-06-2026
ስዓት፡ 17፡00
ቦታ፥ Hello Breda
Claudius Prinsenlaan 12
4812DK Breda
Heaven Zaid
Bruggenbouwer Eritrese Gemeenschap | Hello Breda
ንምምዝጋብ ኣብዚ ሊንክ ጠውቑ
https://forms.office.com/e/Zxfe19sxvB?origin=lprLink