24/08/2026
ንሓተትቲ ዕቕባን ንስደተኛታትን ንሓግዝ
ማህጸን ማሕበረሰባዊ ማእከል ንሓተትቲ ዕቕባን ንስደተኛታትን ንምሕግጋዝ ፡ ክዳዉንትን ዘይትጥቐምሎም ዝሰርሑ እስማርት ፎናትን ፡ ናይ ምእካብ ስርሓት ጀሚርና ኣለና ።
ዘይትጥቕምሎም ክዳዉንትን እስማርት ፎናትን ፡ ንዝተጸገሙ ሰባት ምሕጋዝ ፡ ናይ ብሕቒ ለውጢ ከምጽኡ ይኽእሉ እዮም ።
ኣብ ማእከል ማሕበረስብ ኣኳርይስ ፡ ሁልመ
ኩሉ ግዜ ሰኑይ
ካብ ሰዓት 9 : 30 _ 11 : 30 ቅድሚ ቀትሪ
ዝተፈላለየ እተበርክትዎ ወፈያታት ፡ ለዉጢ የምጽእ እዩ ።
ንእተበርክትዎ ወፈያታት ነመስግን ።
📍 Aquarius Community Centre, Hulme
📅 Every Monday | 9:30am–11:30am
🚐 Collection can also be arranged.
📞 07939 096716
✉️ [email protected]
CommunitySupport Donate