Murkuz charity association

Murkuz charity association Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Murkuz charity association, Charitable organisation, Wukro.

14/07/2024




ማሕበር ተርድኦ ሙርኩዝ

ኣብ2013 ዝሰርሖም ስራሕቲ  ነዚ ማሕበር ክትድግፉ ትደልዩ ወይም ሓስብ ክትህቡ ትደልዩ ናብዚ ፔጅ መልእክቱ ላኣኩልና ሰብ ንምሕጋዝ ድልየት እምበር ምክንያት ኣይሓትትን!
17/06/2023

ኣብ2013 ዝሰርሖም ስራሕቲ
ነዚ ማሕበር ክትድግፉ ትደልዩ ወይም ሓስብ ክትህቡ ትደልዩ ናብዚ ፔጅ መልእክቱ ላኣኩልና
ሰብ ንምሕጋዝ ድልየት እምበር ምክንያት ኣይሓትትን!

ሰብ ንምሕጋዝ ድሌት እምበር ምክንያት ኣይሓትን! ማሕበር ተራድኦ ሙርኩዝ
21/05/2023

ሰብ ንምሕጋዝ ድሌት እምበር ምክንያት ኣይሓትን!
ማሕበር ተራድኦ ሙርኩዝ

ማሕበርና ተራድኦ ሙርኩዝ ቅዲሚ ከዚ ብርክትዝበለ ስራሕቲ እናሰርሐ ከምዝነበር ይፍለጥ እዩ።ኣብነት፡ ከማ ኣረጋውያን ብምሕብሕብ ከምእውን  ንህፃውኒቲ ብፃብ ብዘድልይዎ መልክዕ ክምእውን ንወጋና...
16/01/2023

ማሕበርና ተራድኦ ሙርኩዝ ቅዲሚ ከዚ ብርክትዝበለ ስራሕቲ እናሰርሐ ከምዝነበር ይፍለጥ እዩ።
ኣብነት፡ ከማ ኣረጋውያን ብምሕብሕብ ከምእውን ንህፃውኒቲ ብፃብ ብዘድልይዎ መልክዕ ክምእውን ንወጋናትንናውን እናሓገዝ ከም ዝነበረት ይፍለጥ እዩ።
ሐዚውን ማሕበርና ቃሎ ዳቦ ብምሻጥ ህፃውንቲ እናቁሮሰት ትርከብ ።
ሰብ ንምሕጋዝ ድለት እምበር ምክንያት ኣይሓትትን!
ኣድራሻና ውቅሮ ንቅድስት ማርያም መድየቢ(ዓባይ ባንክ)

Address

Wukro

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Murkuz charity association posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share