Elshadai ERDA

Elshadai ERDA Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Elshadai ERDA, Non-Governmental Organization (NGO), Addis Ababa.

Elshadai Relief and Development Association is a non-profit organization with a vision to support socioeconomically vulnerable people, especially children, so they become self-reliant and productive citizens.

ክቡራት ወለዲ (ገብረምኪኤል ፍቃዱን ወይዘሮ ፋኑስ ሃይለሰላሰን) ተወሳኺ ድምቀትን ሰብኣውነትን በዓል ትንሣኤ ደቂ ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ብምዃንኩም ክብሪ ተወንዘፉ። ዝወ...
12/04/2026

ክቡራት ወለዲ (ገብረምኪኤል ፍቃዱን ወይዘሮ ፋኑስ ሃይለሰላሰን) ተወሳኺ ድምቀትን ሰብኣውነትን በዓል ትንሣኤ ደቂ ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ብምዃንኩም ክብሪ ተወንዘፉ። ዝወለድኩምዎ ውላድ እውን ንዓብዪ ደረጃን ቅውም ነገርን የብቀዐልኩም።

ንመፃኢ ወለዶ ልምዓት እምበር ለመና ኣይነውርስን!

ለመላው የክርስትና እምነት ተከታዮች፣ እንኳን ለብርሃነ-ትንሣኤው አደረሳችሁ።ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት አሶሴሽን በዓሉ የሰላም፣ የፍቅርና መተሳሰብ እንዲሆን መልካም ምኞቱን ይገልፃል።...
12/04/2026

ለመላው የክርስትና እምነት ተከታዮች፣ እንኳን ለብርሃነ-ትንሣኤው አደረሳችሁ።
ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት አሶሴሽን በዓሉ የሰላም፣ የፍቅርና መተሳሰብ እንዲሆን መልካም ምኞቱን ይገልፃል።
ለመጪው ትውልድ፣ ልማትን እንጂ ልመና አናወርስም!

ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና፣እንኳዕ ንመበል 1447 ዓመተ-ሂጅራ በዓል ዒድ አል ፈጥር፣ ብሰላም ኣብፀሐኩም።ዒድ ሙባረክ!“ንመፃኢ ወለዶ ልምዓት እምበር ለመና ኣይነውርስን”
20/03/2026

ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና፣
እንኳዕ ንመበል 1447 ዓመተ-ሂጅራ በዓል ዒድ አል ፈጥር፣ ብሰላም ኣብፀሐኩም።
ዒድ ሙባረክ!

“ንመፃኢ ወለዶ ልምዓት እምበር ለመና ኣይነውርስን”

ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ
18/03/2026

ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ

መጠቓለሊ ቀዳማይ ሴሚስተር ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ብዝተፈላለዩ ንጥፈታት ተዛዚሙ።መጠቓለሊ ቀዳማይ ሴሚስተር ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ለካቲት 29/2018 ዓ.ም መድ...
09/03/2026

መጠቓለሊ ቀዳማይ ሴሚስተር ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ብዝተፈላለዩ ንጥፈታት ተዛዚሙ።

መጠቓለሊ ቀዳማይ ሴሚስተር ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ለካቲት 29/2018 ዓ.ም መድረኽ ብዓል ወለዲ፣ ንብሉፃት ተምሃሮ ሽልማትን ነፃ ዕድል ትምህርትን ተዋሂቡ።

ኣብ’ቲ መድረኽ ብዛዕባ ሓፈሻዊ ህልውን መፃእን ኩነታት ቤት ትምህርቲ ኤልሻዳይ ምስ ወለዲ ተምሃሮ ሃናፃይን ውፅኢታውን ምይይጥ ተኻይዱ።

መስራትን ዋና ዳይሬክተርን ኤልሻዳይ ኣቶ የማነ ወ/ማርያም ኣብ’ቲ መድረኽ ተረኺቦም መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

ኣብ መወዳእታ ወለዲ ካብ ፍርያት ሕርሻ ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ዝተረኸቡ ኣሕምልቲ ገደና ብዝቐነሰ ዋጋ ቀሪቡሎም።

ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ብፅሬት ትምህርቲ፣ ብማእኸል መርኣያ ስራሕቲ መስኖን ሕርሻን፣ ብማእኸል መሐብሐቢ ጠዋሪ ዘይብሎም ወገናት፣ ብማእኸል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ኮይኑ ዘገልገለን የገልግል ዘሎን ሓደ ማእኸል ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን እዩ።



“ንመፃኢ ወለዶ ልምዓት እምበር፣ ለመና ኣይነውርስን።”

መጠቓለሊ ፈተና ቀዳማይ ሴሚስተር 2018 ዓ.ም ይወሃብ ኣሎ።ኤልሻዳይ ቃላሚኖ መጠቓለሊ ፈተና ቀዳማይ ሴሚስተር 2018 ዓ.ም ካብ ቀዳማይ ክሳብ ዓስራይ ክፍሊ ኣብ ምሃብ ይርከብ።ምቅድዳሕ ንም...
04/02/2026

መጠቓለሊ ፈተና ቀዳማይ ሴሚስተር 2018 ዓ.ም ይወሃብ ኣሎ።

ኤልሻዳይ ቃላሚኖ መጠቓለሊ ፈተና ቀዳማይ ሴሚስተር 2018 ዓ.ም ካብ ቀዳማይ ክሳብ ዓስራይ ክፍሊ ኣብ ምሃብ ይርከብ።

ምቅድዳሕ ንምቁፅፃር ዝተፈላለዩ ብርክታት ትምህርቲ (ንኣብነት፥ ሻብዓይ፣ ሻምናይ፣ ታሽዓይን ዓስራይን ክፍሊ ተመሃሮ) ተሓንፊፆም ነናይ ባዕሎም ፈተና ክፍተኑ ይግበር ከምዘሎ ዳይሬክተር ትምህርትን ስልጠናን ቤት ትምህርቲ ኤልሻዳይ ቃላሚኖ መምህር ተስፋይ ኣፅብሃ ሓቢሮም።

ንተፈተንቲ ተመሃሮ ሰናይ ግዘ ፈተና ክኾነሎም ንምነ።

ወርሓዊ መደብ ሕቶን መልስን ኣብ መንጎ ተመሃሮ ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ተኻይዱ።ቤት ትምህርቲ ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ዓስራይ ክፍሊ ተመሃሮ ኣብ መንጎኦም ትምህርታዊ ውድድር ሕቶን መልስ...
03/02/2026

ወርሓዊ መደብ ሕቶን መልስን ኣብ መንጎ ተመሃሮ ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ተኻይዱ።

ቤት ትምህርቲ ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ዓስራይ ክፍሊ ተመሃሮ ኣብ መንጎኦም ትምህርታዊ ውድድር ሕቶን መልስን ኣብ ምክያድ ይርከቡ።

እዚ ውድድር ሕቶን መልስን ኣብ መንጎ ተመሃሮ ሃናፂ ትምህርታዊ ንሕንሕ ንምፍጣርን ፅሬት ትምህርቲ ንምርግጋፅን ዝዓለመ ምዃኑ ዳይሬክተር ትምህርትን ስልጠናን ቤት ትምህርቲ ኤልሻዳይ ቃላሚኖ መምህር ተስፋይ ኣፅብሃ ገሊፆም።

ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት አሶሴሽን ለመላው የክርስትና እምነት ተከታዮች እንኳን ለጥምቀት በዓል በሰላም አደረሳችሁ እያለ፤ በዓሉ የሰላም ፣የፍቅር እና የመተሳሰብ  እንዲሆን  መልካም...
19/01/2026

ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት አሶሴሽን ለመላው የክርስትና እምነት ተከታዮች እንኳን ለጥምቀት በዓል በሰላም አደረሳችሁ እያለ፤ በዓሉ የሰላም ፣የፍቅር እና የመተሳሰብ እንዲሆን መልካም ምኞቱን ይገልፃል።

ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት አሶሴሽን ለመላው የክርስትና እምነት ተከታዮች እንኳን ለገና በዓል በሰላም አደረሳችሁ እያለ፤ በዓሉ የሰላም ፣የፍቅር እና የመተሳሰብ  እንዲሆን  መልካም  ...
07/01/2026

ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት አሶሴሽን ለመላው የክርስትና እምነት ተከታዮች እንኳን ለገና በዓል በሰላም አደረሳችሁ እያለ፤ በዓሉ የሰላም ፣የፍቅር እና የመተሳሰብ እንዲሆን መልካም ምኞቱን ይገልፃል።

የገና በዓል በኤልሻዳይ ቃላሚኖ ህፃናት፣ ተማሪዎች እና ሰራተኞች በድምቀት አክብሯል።

"ድሕንነትን መሰል ምፅዋትን ንኹሎም ህፃናት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ፣ ዓለም ለኸ መዓልቲ ህፃናት ብድምቀት ተኸቢሩ።  ከም ዝፍለጥ መሰል ህፃናት ብሕቡራት መንግስታት ዝፀደቐሉ  ሕዳር 11 ኾይኑ...
24/11/2025

"ድሕንነትን መሰል ምፅዋትን ንኹሎም ህፃናት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ፣ ዓለም ለኸ መዓልቲ ህፃናት ብድምቀት ተኸቢሩ።
ከም ዝፍለጥ መሰል ህፃናት ብሕቡራት መንግስታት ዝፀደቐሉ ሕዳር 11 ኾይኑ ብብርኪ ዓለም ንመበል 36 ግዘ ብብርኪ ሃገር ና ንመበል 20 ግዘ ዝኽበር ዘሎ ዓለም ለኽ መዓልቲ ህፃናት እንትከውን ኣብ ትካልና ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን እውን መሰል ህፃናት ነቲ በዓል ብዝተፈላለየ ምድላዋት፤ ብስፐርታዊ ውድድር፤ ታሪካዊ ቦታ ዑደት ብምግባር ከምኡ ውን ብፓናል ምይይጥን ካልኦት ምድላዋትን ተኽቢሩ ።

ኣብቲ ፓናል ምይይጥ ዝተረኸቡ ላዕለወት ኣማራርሓ ኣልሻዳይይን ክቡር ዕዱም ጋሻ ኣይተ ገ/ስላሰ ታረቀ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ትግራይ ኮይኖም እቲ ዝነበረ ፓናል ብዝላዓለ ድምቀት ከም ዝተኸበረ ወ/ሮ ሽሻይ ገ/መስቀል ዳይሬክተር ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ህፃናት መንደር ገሊፀን ።

ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት አሶሴሽን ለመላው የክርስትና እምነት ተከታዮች እንኳን ለብርሃነ መስቀሉ በሰላም አደረሳችሁ እያለ፤ በዓሉ የሰላም ፣የፍቅር እና የመተሳሰብ  እንዲሆን  መልካ...
27/09/2025

ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት አሶሴሽን ለመላው የክርስትና እምነት ተከታዮች እንኳን ለብርሃነ መስቀሉ በሰላም አደረሳችሁ እያለ፤ በዓሉ የሰላም ፣የፍቅር እና የመተሳሰብ እንዲሆን መልካም ምኞቱን ይገልፃል።

ስትራተጂክ ትልሚ ሓሙሽተ ዓመት ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ፀዲቑ።ማኔጅመንት ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ንልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ብሰብ ሞያ ክፅናዕ ዝፀንሐ ስትራተጂክ ትልሚ ዝርዝር ብምርኣይ ሎሚ ፀዲቑ።ሎሚ መስከ...
26/09/2025

ስትራተጂክ ትልሚ ሓሙሽተ ዓመት ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ፀዲቑ።

ማኔጅመንት ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ንልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ብሰብ ሞያ ክፅናዕ ዝፀንሐ ስትራተጂክ ትልሚ ዝርዝር ብምርኣይ ሎሚ ፀዲቑ።

ሎሚ መስከረም ዕለት 16/2018 ዓ.ም ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ማኔጅመንትን ዕዱማትን ሕሉፍ ኣፈፃፅማ ስራሕ ከም ዝተገምገመን ስትራተጂኣዊ ትልሚ 2018 ክሳብ 2023 ዓ.ም ብዝርዝር ተመያይጡ ከም ዘፅደቐን ተገሊፁ።

Address

Addis Ababa

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Elshadai ERDA posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Organization

Send a message to Elshadai ERDA:

Share