19/09/2025
ሓደ ሰብ ስእሊ ክስኣል ከሎ ፣ ብድሕሪኡ እንታይ ኣሎ ምስትውዓል ኣገዳሲ እዩ።
ወይስ ሓዘን ኣለዎም ክቀብሩ መጺኦም ከይኾኑ ናብ ከተማ ካስል ??? ጽንዓት ይሃብኹም ክንብሎም ??? Bestattung እስከ ብትግርኛ ኣተርጉምልና Please !
ኣብ ውግእ ስውእ ዘልዕሉ ደድሕሪ ስራዊት እንዳከዱ ዝቀብሩ፣ እንታይ ዝብል መጸውዒ ሽም ኣለዎም ???