21/11/2024
ንግዚያዊ ሰራሕተኛታት ዝያዳ ገንዘብ! እቲ ሓድሽ ዝተሓተ ደሞዝ ካብ 1 ጥቅምቲ 2024 ጀሚሩ ዝሰርሕ ኮይኑ፡ ኣብ ሰዓት 14.00 € ይበጽሕ - ካብ ናይ ስራሕ ግዜ ሕሳብ(ArbeitzeitKonto) ንዝኽፈል ሰዓታት ሓዊስካ። ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ወይ ሓገዝ ምስ እትደልዩ ርኸቡና። ኩሉ ሓበሬታን ዝርዝር ርክብን ኣብ faire-integration.dgb-bwt.de/?l=ti
ካብ 1 ጥቅምቲ 2024 ጀሚሩ፡ [ንግዝያዊ ስራሕ ዝወሓደ ደሞዝ] (€14.00 ንሰዓት) እዩ። እዚ ካብቲ ናይ ስራሕ ግዜ ሕሳብ ወጻኢ ንዝኽፈሉ ሰዓታት እውን ይምልከት።