Tigray Crisis Response

Tigray Crisis Response Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Tigray Crisis Response, Nonprofit Organization, Melbourne.

Tigray Crisis Response is a non profit organisation whose exclusive mission is to immediately help who are affected by the ongoing armed conflict in Tigray region, Ethiopia.

ኸይርሳዕ ኽይድገም‼️
12/12/2024

ኸይርሳዕ ኽይድገም‼️



26/06/2023

ኣርቲስት ኣንበሳ ግርማይ ከብረት ያሃበልና 🙏
ከየንትና ኩላትና ነበረታተዐዮም ::
Anbesa Girmay, thank you for your unconditional supports to the people of Tigray.you are Amazing and talanted Artist that Tigray have.

https://youtu.be/zII54c0B9b4

ጀጋኑ ሽምዓ ብምብራህ ምዝካር ስድራ ስውኣት ብምሕብሓብን ብሂወት ዘለዉ ጀጋኑን ብምዝካር ነኽብሮ::ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን እምቢ ንባርነት ኢሎም ፈቖዶ ጎቦታትን ሽንጥሮታትን ዝወደቑ ጀጋኑ ...
23/06/2023

ጀጋኑ ሽምዓ ብምብራህ ምዝካር
ስድራ ስውኣት ብምሕብሓብን ብሂወት ዘለዉ ጀጋኑን ብምዝካር ነኽብሮ::

ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን እምቢ ንባርነት ኢሎም ፈቖዶ ጎቦታትን ሽንጥሮታትን ዝወደቑ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ

Thank you for all the support you are providing to our people ማሕበር ተራድኦ ኬብሮን - Kebron Charity Association "This certific...
10/06/2023

Thank you for all the support you are providing to our people ማሕበር ተራድኦ ኬብሮን - Kebron Charity Association "This certificate of appreciation is awarded for your great contribution that you have made for project back to school in Tigray, known as "ONE PACK FOR ONE CHILD" we would like to thank you in the name of the beneficiaries,"


ካብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ The Interim Regional Administration of Tigray

ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ Tigray's Patriots Commission
"ናይ 100000 (ሓደ ሚኢቲ ሽሕ ቅርሺ) ገንዘባዊ ድጋፍ ዝበፀሐና ምዃኑ እናገለፅና ክሳብ ሕዚ እናገበርክምዎ ንዝመፃኹም ድጋፍን ኣበርክቶን ዘለና ናእዳ እናገለፅና ንቕድሚት እውን ዝጀመርክምዎ ድጋፍ ኣጠናኪርኸርኩም ከምትቕዕልሉ ዘለና እምነት ልዑል እዩ፡፡"

 ማሕበር ተራድኦ ኬብሮን ንዘካይዶ ዘሎ ወፍሪ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ "ሓደ_ጥማር_ንሓደ_ህፃን" ኣብ ኣውስትራልያ ከተማ ሜልቦርን ዝርከቡ   እዞም ዝስዕቡ ናውቲ ትምህርቲ ሓገዝ ኣረኪቦምና ኣለ...
22/05/2023



ማሕበር ተራድኦ ኬብሮን ንዘካይዶ ዘሎ ወፍሪ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ "ሓደ_ጥማር_ንሓደ_ህፃን" ኣብ ኣውስትራልያ ከተማ ሜልቦርን ዝርከቡ እዞም ዝስዕቡ ናውቲ ትምህርቲ ሓገዝ ኣረኪቦምና ኣለዉ።

# 64 ደርዘን ደፍተር
# 144 እርሳስ
# 150 ቢሮ
# 144 መፅረብ
# 135 መደምሰስ
# 62 ቦርሳ

ብሽም ህፃናት ተምሃሮ ትግራይን ብሽም ማሕበርናይ ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏

"መፃኢ ትግራይ ዝምስረት አብ ህፃናት ስለዝኾነ ህይወት ህፃናት ብሩህ ንምግባር አብ ናይ ቀፃሊ ትውልዲ ሰረት ነንብር!"

ኣድራሻ መቐለ ኩመል ህንፃ ፊትንፊት ማይካፌ
ሒሳብ ቑፅሪ cbe 1000188792131



Tigray Crisis Response ማሕበር ተራድኦ ኬብሮን - Kebron Charity Association

ተጋሩ ነበርቲ ኣውስትራልያ ኣባላት tigray crisis respond group ብተወካሊቶም ሄለን ኣቢሎም 50,000.00 (ሓምሳ ሽሕ ብር) ድጋፍ ኣበርኪቶምልና ኣለው። ቀፂሎም እውን ኣብ ት...
19/05/2023

ተጋሩ ነበርቲ ኣውስትራልያ ኣባላት tigray crisis respond group ብተወካሊቶም ሄለን ኣቢሎም 50,000.00 (ሓምሳ ሽሕ ብር) ድጋፍ ኣበርኪቶምልና ኣለው። ቀፂሎም እውን ኣብ ትካልና ዑደት ኣካይዶም።
ብተወሳኺ ድማ ብቐፃልነት ምስ ቤት ህፃናት ሎላ ብሓባር ንክሰርሑ ብዘለዎም ድልየት መሰረት ዘተ ኣካይድና ኣለና።
ንሰናይ ውህብቶኹምን ኣብ ጎኒ ሎላ ብምዃንኩምን ብስም ህፃናት ሎላ ነመስግን።
ክብረት ይሃበልና።

Address

Melbourne, VIC
3000

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tigray Crisis Response posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Organization

Send a message to Tigray Crisis Response:

Shortcuts

Share