01/07/2026
🚨 MISSING PERSON ALERT
ቁጡም ኣብርሃ, was last seen on 2022-04-24 in riesenbeck stadt hörstel germany.
ኣብ ስእሊ ትዕዘብዎ ዘለኹም ሓውናን መተዓቢትናን
ቁጡም ኣብርሃ ዝተባህለ ተወሊዱ ዝዓበየሉ ከረን
ዓዶ ሓሸል ኮይኑ ዕለት 24-4-2022 ካብ ዝቅመጠሉ ከተማ
Riesenbeck stadt Horstel Germeny
ምስ ወጸ ስለዘይተመልሰ ክሳብ እዚ እዋን ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታትን ክህልዎ ዝኽእል ዓድታትን ምስ ቤተሰብን ኣዕሩኽን ሓቲትና ደሃይ ስለዘይረኸብና ድሕርዚ ኣብ ላዕሊ ተጠቂሱ ዘሎ ማለት ሚያዝያ 20 ርእየዮ ዝብል በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ቁጽሪ ተሌፎናት ክትሕብሩና ብትሕትና ንሓትት።
ዮሴፍ 00467371828
ራካ 004797376326
ሕድሩ 0041798954005
ኣኽሊሉ 0033758962676
If you have any information, please visit:
https://www.missingfromeritrea.org/registry/0fff8c59-c320-4891-80de-00c3ae767fc2
Every share could help bring ቁጡም ኣብርሃ home. Please spread the word.