ማሕበረ-ሰብ ተርጓሚ ጉግል ብትግርኛ

  • Home
  • ማሕበረ-ሰብ ተርጓሚ ጉግል ብትግርኛ

ማሕበረ-ሰብ ተርጓሚ ጉግል ብትግርኛ This group aims to work together in order to add Tigrinya to the list of languages in Google Transla

11/12/2025
29/03/2025

‼️መጽሓፍ መስቀላዊ ቃላት ብቋንቋ ትግርኛ‼️

እዛ ብውሕሉልን ጥንቁቕ መሰረት ዝገበረ ኩሉ ሰዋስው ዘማለአ ብዝሓበረ ቋንቋ ትግርኛ ዝቐረበት መጽሓፍ፡ ምስ ስድራቤትን ፈተውትን እናተዛነኻ፡ ክእለት ቋንቋኻ ንምምሕያሽ ከም ፍሉይ መሳርሒ ኮይና ከተገልግል ኢያ ተሰናዲኣ።

ኣብዛ መጽሓፍ፡ ግድላት፡ መስቀላዊ ቃላትን ከምኡውን ኣብ ዝተፈላለየ ምድብ ከም ኣእዋም፡ ኣሕምልቲ፡ ፍረታት፡ ናውቲ ማሕረስ ንዕዮ ዝውክሉ ቃላት ክንፍትሽ ኢና።
Order at: https://tigrinya.ai/book/puzzle

07/01/2025

ርሑስ ልደተ ክርስቶስ ንብል ኣለና !! ❤

ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ጎግል ኣቲካ ክትጽሕፍን ብቋንቋካ ሓበሬታ ክትረክብን ኣጸጋሚ'ዩ። ስለዚ ብዝበለጸ መንገዲ ብቋንቋና(ቋንቋ ትግርኛ) ንዝደለናዮ ሕቶ ካብ ኩሉ ሓበሬታ ኣኪባ ንጹር ዝኾነ መልሲ ክትህበና ትክእል Al app ኣለትና። ብዝቀለለ መንገዲ ኣብ playstore ጥራይ ብምእታው Tigrinya AI ብምባል ከነውርዳ ንክእል።

Visit: https://tigrinyadictionary.co.uk/

19/10/2024

በዛ ናይ ትግርኛ AI App ናትና
✅ ዝኾነ ሕቶታት ብቋንቋታት ከም ትግርኛ፣ ስዋሂሊ፣ ኣምሓርኛን ካልኦት 10+ ቋንቋታትን ክትሓትት ትኽእል ኢኻ
✅ ሙሉእ ሓረጋት ተርጉም ቃላት ንምግላጽ
✅ ከምኡውን ከም መዝገበ ቃላት ተጠቐም

Visit: https://tigrinyadictionary.co.uk/

Address


Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ማሕበረ-ሰብ ተርጓሚ ጉግል ብትግርኛ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Organization

Send a message to ማሕበረ-ሰብ ተርጓሚ ጉግል ብትግርኛ:

  • Want your organization to be the top-listed Non Profit Organization?

Share