Foundation of the Apostles and Prophets Int. Outreach Ministries

  • Home
  • Foundation of the Apostles and Prophets Int. Outreach Ministries

Foundation of the Apostles and Prophets Int. Outreach Ministries Spreading the good news of Jesus Christ!

ሉቃስ 1:74—75 ብቕድስናን ብጽድቅን ብዅሉ ዕለትና ኣብ ቅድሚኡ ኻብ ኢድ ጸላእትና ድሒንና ብዘይ ፍርሃት ከነምልኾ ኢና።
30/12/2025

ሉቃስ 1:74—75 ብቕድስናን ብጽድቅን ብዅሉ ዕለትና ኣብ ቅድሚኡ ኻብ ኢድ ጸላእትና ድሒንና ብዘይ ፍርሃት ከነምልኾ ኢና።

2ይ ቆረንቶስ 3:18 ንሕና ዅላትና ግና ብቕሉዕ ገጽ ነቲ ኽብሪ ጐይታ ኸም ብመስትያት ጌርና እናጠመትናዮ፡ ከም ካብ መንፈስ ጐይታ ኻብ ክብሪ ናብ ክብሪ ናብቲ ምስሊ ኣርኣያኡ ንልወጥ።
25/12/2025

2ይ ቆረንቶስ 3:18 ንሕና ዅላትና ግና ብቕሉዕ ገጽ ነቲ ኽብሪ ጐይታ ኸም ብመስትያት ጌርና እናጠመትናዮ፡ ከም ካብ መንፈስ ጐይታ ኻብ ክብሪ ናብ ክብሪ ናብቲ ምስሊ ኣርኣያኡ ንልወጥ።

29/07/2025
ሻሎም ኩሉኹም አሕዋት፡  አብ ኢድመንተንን ከባቢአን ትነብሩ ካብ ጽባሕ ቀዳም ዕለት 26 ሚያዝያ ዝጅምር ናይ ምንቕቓሕ መደብ ክትክፋሉ ብኽብሪ ዕዱማት ኢኹም።ማቴዎስ 12:28፤ ኣነ ነጋንንቲ ...
25/04/2025

ሻሎም ኩሉኹም አሕዋት፡
አብ ኢድመንተንን ከባቢአን ትነብሩ ካብ ጽባሕ ቀዳም ዕለት 26 ሚያዝያ ዝጅምር ናይ ምንቕቓሕ መደብ ክትክፋሉ ብኽብሪ ዕዱማት ኢኹም።

ማቴዎስ 12:28፤ ኣነ ነጋንንቲ ብመንፈስ ኣምላኽ ዘውጽኦም ካብ ኰንኩ ግና፡ እንሃ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ናባኻትኩም መጸት።

10/12/2024

ራብዓይ መዓልቲ ምንቕቃሕ ካምፓላ ኡጋንዳ እብራውያን 13:8፤ የሱስ ክርስቶስ ትማልን ሎምን ንዘለኣለምን ንሱ እዩ።ሎሚ ዕለት 10 December ab Grand hub hall ክቕጽል እዩ።‌Everyone is invited!

ንጽባሕ ሰሉስ ዕለት 10 December ኣብ ካምፓላ       መዛዘሚ ናይ ዝቐነየና ምንቕቓሕ፡ ንኣምላኽ ብምምላኽን፡ንዝኾነ ዓይነት ሕማምን ሽግራትን ብምጽላይ ክንዛዝሞ ኢና፡፡       ኩሉኹ...
09/12/2024

ንጽባሕ ሰሉስ ዕለት 10 December ኣብ ካምፓላ

መዛዘሚ ናይ ዝቐነየና ምንቕቓሕ፡
ንኣምላኽ ብምምላኽን፡ንዝኾነ ዓይነት ሕማምን ሽግራትን ብምጽላይ ክንዛዝሞ ኢና፡፡
ኩሉኹም ዕዱማት ኢኹም፡፡

ማቴዎስ 9:35፤ የሱስ ኣብ ኵሉ ኸተማታትን ኣብ ኵሉ ዓድታትን ኣብ ቤት ጸሎቶም እናመሃረ፡ ወንጌል መንግስቲውን እናሰበኸ፡ ኵሉ ሕማምን ድናሰን እናሕወየ ይዘውር ነበረ።

07/12/2024

ሳልሳይ መዓልቲ ምንቕቃሕ ካምፓላ ኡጋንዳ

እብራውያን 13:8፤ የሱስ ክርስቶስ ትማልን ሎምን ንዘለኣለምን ንሱ እዩ።

ሎሚ ዕለት 7 December ab Grand hub hall ክቕጽል እዩ።

እብራውያን 12:24፤ ናብ የሱስ ማእከላይ ሓድሽ ኪዳንን ናብቲ ኻብ ደም ኣቤል ዝሔሸ ዚዛረብ ምንጻግ ደምን በጺሕኩም አሎኹም።

Everyone is invited!

06/12/2024

ካልኣይ መዓልቲ ምንቕቃሕ ካምፓላ ኡጋንዳ

እብራውያን 13:8፤ የሱስ ክርስቶስ ትማልን ሎምን ንዘለኣለምን ንሱ እዩ።

ሎሚ ዕለት 6 December ab Grand hub hall ክቕጽል እዩ።

Everyone is invited!

የሱስ ድማ፥ ካብ ላዕሊ እንተ ዘይተወልደ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኪርእያ ዚኽእል ከም ዜልቦ፡ ብሓቂ እብለካ አሎኹ፡ ኢሉ መለሰሉ።

Address

3846 King Street
IA
22320

Opening Hours

Friday 18:00 - 21:00
Sunday 14:30 - 18:00

Telephone

+13193304590

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Foundation of the Apostles and Prophets Int. Outreach Ministries posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

  • Want your organization to be the top-listed Non Profit Organization?

Share