Shire Community Organization

Shire Community Organization which may operate as ways to mobilize around Shire Community.

This Community organization Deals with community work, community projects, community development, community empowerment, community building, and community mobilization.

ከይትድንግፁ...!! ***&***ኣብ ትግራይ ተደጋጋሚ ናይ መሬት ምንቅጥቃጥ የጋጥም ኣሎ መንቀሊኡን ሓደግኡን ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ። ~ ~ ~ ~መሬት ምንቅጥቃጥ (earth quake) ካብቶም ...
01/08/2023

ከይትድንግፁ...!!
***&***
ኣብ ትግራይ ተደጋጋሚ ናይ መሬት ምንቅጥቃጥ የጋጥም ኣሎ መንቀሊኡን ሓደግኡን ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ።
~ ~ ~ ~
መሬት ምንቅጥቃጥ (earth quake) ካብቶም ትሕቲ መሬት ርዕዳዊ ምፍላሕ ዝመኸኸ ከውሕን ዝተዓፈነ ናይ ዘመናት ሙቐት ትሕቲ መሬትን ማያዊ ኣካላትን ብዝፈጥሮ ድፍኢት ዝኽሰት geomorphological event ምዃኑ እዩ።በዚ መዳይ በፍላይ ድማ ብርዕደ መሬትን ናይ መሬት ስሕበትን ምስንጣቕን (plate movement juncture ) ስሉጥ ምዕባለታት ዝረአየሎ ከባቢ ሓደ እቲ ዓብይ ምውት መሬት ክፋል ዓለምና (The great rift valley) ካብ ኢስራኤልን ጆርዳን ክፋል ባሕሪ ኤዴንን ቐይሕ ባሕርን ኤርትራን ብየማናይ ክንፊ ድማ ባሕሪ ኤደን (Gulf of Aden) ኣቋሪፁ ናብ ሃገርና ይፅምበር ።
~ ~ ~ ~
ናብ ኣፍሪካ ምስተፀምበረ እቲ ዝዓበየ ክፋሉ ኣብ ረባዳ መሬት ዓፋር (Afar triangle) እቲ ዝሰፍሐ ክፋል ሓጓፍ ሽንጥሮ (Rift valley) ብገፊሑ ተሰንጢቑን በቢ እዋኑ ስሉጥ ናይ ርዕደ መሬት ክስተታት ዝረአየሉ ናቁጣ (Siesmic zone) እዩ።በዚ መዳይ ኣብዚ ከባቢ ክሳብ 90-150 ኪ/ሜ ንኣንፈት ምዕራብ ናብ ዞባ ምብራቕ ዓድግራት ፣ ስንቃጣ ኸምኡ እውን ውቕሮ ፣ ኣፅቢ ፣ ኣጉላዕ ፣ መቐለ፣ ኣብዓላ ወሰን ናብ ዓፋር ዝዋሰና ወረዳታት ዞባ ደቡብ ትግራይ (በተለይ ራያ valley) active seismic zone ካብ ዝባሃሉ ርዕደ መሬት ዝፍፀመሎም ከባቢታት እዮም።
[ RVC - በዓል ሞያ ዘሃቦ ሓበሬታ እዩ]

ሽረ-እንዳስላሰ ወርሒ መስከረም/ጥቅምቲ 1929 ዓ/ም።Source Samuel kidane
28/05/2023

ሽረ-እንዳስላሰ ወርሒ መስከረም/ጥቅምቲ 1929 ዓ/ም።
Source Samuel kidane

ኻብ ኸተማ መቐለ ተማሂርና ተዳሊና ተንፀንሕ?    ። photo Credit: the Owner
20/04/2023

ኻብ ኸተማ መቐለ ተማሂርና ተዳሊና ተንፀንሕ?


photo Credit: the Owner

Address

Shire
Shire Inda Silase

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Shire Community Organization posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share