28/06/2025
ሰላም ሰላም ቤተሰብ ቴኳንዶ ትግራይ ፈተውቲ ስፖርት ቴኳንዶን ከምቲ ዝፍለጥ 6ይ መላእ ፀወታ ኢ/ያ ብምስታፍ 3 ነሀስ ሜዳልያ ብምርካብ ናፍታ እንፈትዋ ዓድና ትግራይ ብሰላም ተመሊስና ኣለና::
ብዙይ ኣጋጣሚ ኣፍቲ ውድድር ዝተሳተፍኩም ኣሰልጠንትን ተወዳደርትን ክነመስግን ንፈቱ ....ብምቕፃል ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መዕረፊ ነፈርቲ ተረኺብኩም ብገንዘብኹም፣ብጉልበትኹም ከምኡ'ውን ግዜ ኹም ሰዊእኹም ዘሰተአናገድኹምና ሳቦም ፍስሃ ፣ኣብ ኣካዳሚ ዝርከብ ሳቦም ሳንቾ ካብ ልቢ ነመስግን ኩላትኹም ቤተሰብ ወ/ቴ/ፌ/ክልል ትግራይ ኣመስግኑልና የንቐየልና....
#ሰላም