Tsilal Hawzen Development Association

Tsilal Hawzen Development Association The Association is dedicated to the sustainable development of the Hawzen community in Tigray, Ethiopia.

Established in 2025, the association focuses on education, health, and agriculture, aiming to uplift the local community and improve living standards.

11/06/2026

ንኹለኹም አባላትን ደገፍትን ጽላል ማሕበር ልምዓት ሓውዝየን።

ኣብ ዝዘለኹምዎ ድሙቕ ሰላምታ ይብጻሕኩም።

ማሕበርና ጽላል ማሕበር ልምዓት ሓውዝየን ካብ ትምስረት ሓጺር እዋን እንተኾነኳ ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመትን መንፈቕን ኣባላታ ብምትሕብባር ርኡያት ዝኾኑ ናይ ልምዓትን ሕጹጽ ሓገዝን እንዳሰርሐት መጺኣ ኣብ ህዝብናውን ልዑል ተቐባልነት ረኺባ እያ።

እንተኾነ ግን ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ናይ ማሕበርና ምንቅስቓስ ተዘሓሒሉ ይርከብ። እዚ ዝኾነሉ ቀንድ ምኽንያት ድማ ኣብ ከተማ ሓውዜን ዝሳለጥ ዝነበረ ናይ ኣስፋልት ምንጻፍ ስራሕ ዝውዕል ሰፊሕ ናይ እቶት መተኣኻኸቢ መድረኽ ኣባላት ማሕበርና ይኹኑ ማሕበርና እውን ከምትካል ኣብዚ ምትእኽኻብ ብሰፊሑ እንዳተሳተፍና ስለዝጸናሕና እዩ።

ብኻሊእ መዳይ ድማ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ትግራይና ዝረአ ዘሎ ፖለቲካዊን ማሕበሰቁጠባዊን ዘይምርግጋዕ ማሕበርና ንዝተለመቶም እቶት ናይ ምትእኽኻብ ይኹን ሰፋሕቲ ናይ ልምዓት ስራሕቲ ንምፍጻም ዓብይ ዕንቅፋት ኮይኑ ይርከብ።

ይኹንደኣምበር ማሕበርና ሐዚውን ከምልሙድ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወጻኢን ዝርከቡ ኣባላታ ኣተሓባቢራ ህዝብና ንምሕጋዝ ዝተለመቶም ዓበይቲ ናይ ከባቢና መሊስካ ምሕዋይ፣ ናይ ልምዓትን ህጹጽ ሓገዛትን ስራሕቲ ንምትግባር ድልውቲ ከምዝኾነትን ኣብ ዝሓጸረ እዋን ናብ ልሙድ ስራሕታ ብልዑል ናህሪ ከምትምስ እንዳገለጽና ኩለኹም ኣባላትን ደገፍትን ዝተለመደ ሓገዝኩም ተጠናኺሩ ከምዝቕጽል እምነትና እዩ።

ኣመራርሓ ቦርድን ፈጻሚት ስራሕን ጽላል ማሕበር ልምዓት ሓውዝየን።

ፀጋታት ቱሪዝም  ቀመር   Tourism Resources
16/03/2026

ፀጋታት ቱሪዝም ቀመር Tourism Resources

14/03/2026

ኣብ ዙ ሰናይ ስራሕ ተኻፈልቲ ክትኮኑ ፍቓደኛታት እንተ ኮንኩም ወይ እንተ ኮንንኩንክን ስምን ስልክን ኣብ መሰንጀር ግደፉልና

With ፀጋታት ቱሪዝም  ቀመር   Tourism Resources – I just got recognized as one of their top fans! 🎉
07/03/2026

With ፀጋታት ቱሪዝም ቀመር Tourism Resources – I just got recognized as one of their top fans! 🎉

Assisting individuals enduring poverty can manifest in various ways, ranging from immediate emergency assistance to comp...
28/02/2026

Assisting individuals enduring poverty can manifest in various ways, ranging from immediate emergency assistance to comprehensive systemic reforms. Based on available resources and expert advice, the following are the most efficacious methods to support impoverished populations to the greatest extent feasible, organized by approach.

Address

Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tsilal Hawzen Development Association posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share