Tigray Archaeologists Association - TAA

Tigray Archaeologists Association - TAA Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Tigray Archaeologists Association - TAA, Nonprofit Organization, Romanat Adababay, Mekelle.

15/03/2026

ግዕዝ ንጀመርቲ

15/03/2026
15/03/2026

#ምርኢት #ጉድኣት #ሃርበኛታት ከምኡ እዉን ምርኢት ሰርከስን ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ

03/06/2025

ሓለዋ ኬላ ይኹን ካልእ ሓለዋ ፀጥታ ሕጓታት ትግራይ ብሓይልታት ፀጥታ ትግራይ እምበር ብሓይልታት ፌዴራል ክሕሎ ኣይኮነን ህዝቢ ትግራይ ከቢድ ዋጋ ከፊሉ። ሕዚ መንገድታት ትግራይ ንሓይልታት ፌዴራል ምፍቃድ ማለት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ትግራይ መጥቃዕቲ ምእዋጅን ድሕንነት ትግራይ ናብ መሸጣ ምውራድን ማለት እዩ። ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ትግራይ ሕዚ ሊብነት፣ ዘይሕጋዊ ድለላን ናይ ፀላእትና ናይ ሸሊኽካ ምሕንካር ባህግን ስለዘሎ ኬላታት ክበዝሑ እዩ ዘለዎም እምበር ክቕነሱ ኣይግባእን። ካልእ ከዓ ትግራይን ኢትዮጵያን ዘራኽበን ሕዚ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ ስለዝኾነ ትግራይ ብቐጥታ ኤትመርሓ ኢትዮጵያ ኣይኮነትን። ትግራይ እትመሓደረሉ ከይዲ ከምተን ካልኦት ክልላት ኣይኮነን። ትግራይ ገና ኣብ መኸተ ዘላ፣ ብመሰረት ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ ሉዓላዊነታ ዘይተኸበረላን ናብቲ ቅድሚ 2013 ዓ.ም ዝነበረቶ ዘይተመለሰትን እያ። ድሕሪ ሕዚ ብሰንኪ መራሕቲ ትግራይ ኣሽንባይ ስትራቴጂያዊ ጌጋ ስልታዊ ጌጋ እኳ እንተተፈጢሩ ህዝቢ ትግራይ ናብ ርእይዎ ዘይፈልጥ ሓደጋ ዘቃልዖ እዩ።
26ጉንበት 2017 ኣ/ግ

23/02/2025

ዕለት 12 ለካቲት 2017 ዓ/ም ኣብ ወረዳ ሰሓርቲ፤ ጣብያ ኣዲስ ኣለም ንዝተፈጠረ ኩነታት ኣመልኪቱ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ዘውፅኦ መግለፂ !!

ምሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ -

ዘይዛሪ ፀለመ ንምንታይ?!

ሰራዊት ትግራይ ምእንቲ ህልውናን ድሕንነትን ህዝቡ፣ ምእንቲ ብሄራዊ ረብሕኡን ክብሪ ዓዱን ክብል ክባር ናይ ሂወት ዋጋ እናኸፈለ ዝመፀን ዘሎን ፣ ህዝባዊ ባህሪኡ ንዋጋ ዕዳጋ ዘየቕርብ ፤ ዋልታ ህዝቡ ኮይኑ ኣብ ዘይሕለል መኸተ ዝርከብ ህዝባዊ ሓይሊ እዩ ።

ይኹንምበር ብዘይፍላጥ ዝሕወስ የለን እኳ እንተዘይተባህለ፤ እቲ ዝበዝሕ ኮነ ተባሂሉ ናይ ፀጥታ ሓይልናን ኣመራርሕኡን ካብ ህዝቢ ንምንፃል ማእለያ ብዘይብሎም ምህዞታትን ጠቐነታትን ብዝተፈላለዩ ሓይልታት ክውቃዕ እናተገበረ ፀኒሑን ኣሎን ።

ሐዚ ድማ ኣብ ወረዳ ሰሓርቲ፣ ጣብያ ኣዲስ ኣለም ኣጋጢሙ ኣብ ዝተባህለ ህውከት ካብ ዝምልከቶም ኣካላትን ናይቲ ከባቢ ነባራይ ህዝብን ኣኪብካ ሙሉእ ምፅራይ ከይተገበረሉ፤ ናይ ውሕዳት ወገናት ሓበሬታ ብምስማዕ ብገለ ገለ ፖለቲካዊ ውድባት ከምኡ’ውን ብመሓውራት ግዚያዊ ምምሕዳር ከይተረፈ ምስ ጨፍጫፍ ማርያም ደንገላት፤ ጨፍጫፍ ማርያም ሸዊቶን ጨፍጫፍ ከተማ ኣኽሱምን ወዘተ... ዝወዳደር ግፍዒ ብሰራዊት ትግራይ ብኣርሚ 26 ኣብ ህዝቢ ወረዳ ሰሓርቲ ጣብያ ኣዲስ ኣለም ግፍዒ ተፈፂሙ ብዝብል ንምስምዑን ምእማኑን ብዘፀግም ኩነታት፤ ሰራዊት ካብ ከባቢና ይውፀኣልና ዝብሉ ድራማ ዝሰርሑ ሰባት ኣዳሊኻ ብካሜራ እንዳቐረፅካ ኣብ ሚዲያታት ክውዛዕ ንሪኦ ኣለና።

እዚ ወፍሪ ዙይ ዕላምኡ ነቶም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ፅንተት ዝፈፀሙ ሐይልታት፤ ጆኖሳይዳዊ ተግባሮም ኣናኢስካ ካብ ምቕራብ ንላዕሊ፤ ልዕሊ ፀላኢ ፀላኢ ኾይንካ ነቲ ህዝቢ ትግራይ ዝምከሓሉ ዝተወደበ ናይ መኸተ ዓቕሚ ሰራዊትና ጆኖሳይደር ኢልካ ከም ምፍራጅ ዝቑፀርን ብሓሶትን ፀለመን ኣዳኺምካ ካብ ህዝቢ ንምንፃል ዝግበር ዘሎ ከንቱ ፈተነ ካብ ምዃን እንተዘይዘለለ እውን፤ እዞም ኣብዚ እኩይ ተግባር ተዋፊሮም ለይትን ቀትርን ምስሊ ሰራዊትና ንምብልሻው ዝሰርሑ ዘለው ኣካላት፤ ምናልባት እውን ጥብቅነኦምን ውግንነኦምን ኣብ ሕቶ ዘእተው ምዃኖምን ግልፂ እናገበርዎ ይመፁ ምህላዎምን ዘመላኽት እዩ።

እዚ ብዕለት 12 ለካቲት 2017 ዓ/ም ኣብ ወረዳ ሰሓርቲ፤ ጣብያ ኣዲስ ኣለም ኣብ ሞንጎ ክልተ ናይ ጣብያ ምምሕዳራት ነናይ ባዕሎም ማሕተም ኣስሪሖም፤ ነቲ ህዝቢ ኣብ ክልተ ከፋፊሎም፤ አብ ዝፈጠርዎ ናይ ስልጣን ውጥጥ ይድግፈና እዩ ዝብልዎ ህዝቢ በብወገኖም ኣሰሊፎም ኣብ ዝፈጠርዎ ህውከት ካሊእ መልክዕ ከይሕዝን ናብ ከቢድ ወጥርን ደም ምፍሳስን ከይሰጋገር ብምስጋእ፤ ኣብቲ ከባቢ ዘለዉ ነበርቲ ነቶም ተጋደልቲ ብዝገበሩሎም ፃውዒት መሰረት ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ተጓነፅቲ ኣካላት ኣትዮም፤ ኩሉ ናይ‘ቲ ዝተፈጠረ ህውከትን ዕግርግርን ፀገማት ክኢሎም ኣብ ማእኸል ኣትዮም ደኣ ኣረጋጊዖም ‘ምበር ብዝኾነ ይኹን መልክዑ እቲ ኣሃዱ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝፈፀሞ ገበን የለን ።
እኳዳኣስ እቶም ተጋደልቲ ነቲ ኩነታት ኣረጋጊዖም ናብ ቦትኦም እንዳተመለሱ ከለው፣ ነቲ ዝነበረ ዕግርግር ተጠቒሞም ካልእ ውልቃዊ ድሌቶም ከየማልኡ ዝተኾልፉ ሰባት ኣብ ልዕሊ እቶም ግቡኦም ፈፂሞም ዝምለሱ ዝነበሩ ተጋደልቲ ኣብ መንገዲ ፀኒሖም ቀሊል ዘይበሃል ኣካላዊ መጉዳእቲ ዘብፅሑ እኳ እንተኾኑ፤ ነዚ ብትዕግስቲ ኽኢሎም፤ እቲ ኩነታት ከረጋግዑዎን ከኣልዩዎን ምኽኣሎም ዘመስግን እምበር ዘውቅስን ዘኾንንን ተግባር ኣይኮነን ።

እዙይ ከምዚ እንዳሃለወ ኣብዚ ዝተጠቐሰ ዕለትን ቦታን ወንጀል ተፈፂሙ እዩ ዝብል ጥርጣረ ዘለዎም

ማሕበር ኣርክኤሎጅስትስ ትግራይ ሓፍሻዊ ጉባኤ ንምክያድ ምድላዋቱ ወጊኑ ይርከብ ስልዚ ኩሉኹም  ኣባላት ኣብቲ ዝተባህለ ዕለትን ማዓልትን ክትርከቡ ብክብሪ ንፅዉዕ ። ኣዳራሽ ድማ ኣበይ ከምዝከ...
09/12/2024

ማሕበር ኣርክኤሎጅስትስ ትግራይ ሓፍሻዊ ጉባኤ ንምክያድ ምድላዋቱ ወጊኑ ይርከብ ስልዚ ኩሉኹም ኣባላት ኣብቲ ዝተባህለ ዕለትን ማዓልትን ክትርከቡ ብክብሪ ንፅዉዕ ። ኣዳራሽ ድማ ኣበይ ከምዝከዉን ብቀፃሊ ክንፍልጠኩም ኢና !!

17/07/2024

Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! Woldetensaye Gebremeskel Woldetensaye, Tesfu Negash

ርኢቶ ንሃበላ  ንቱሪዝም ትግራይ ከምዚ ዓይነት ማሓዉር እንተዝቕረፀላ እንታይ ይስማዓኩም ክቡራት ኣሕዋት ንመያየጥ ንምይይጥ ክፍቲ እዩ
04/06/2024

ርኢቶ ንሃበላ ንቱሪዝም ትግራይ ከምዚ ዓይነት ማሓዉር እንተዝቕረፀላ እንታይ ይስማዓኩም ክቡራት ኣሕዋት
ንመያየጥ ንምይይጥ ክፍቲ እዩ

ፈላማይ ዋዕላ ብተውለድትን ፈተውትን ልምዓት ይሓን ከባቢኣን ዝተዳልወ መድረክ 23/09/2016 ኣግትግራይ መበቆል ስልጣነ ከምቲ ምካና ካብ ፊደል ናይ መጀመርታ  ፊደል ሀካብ ናይ ሰልጣነ መጀ...
31/05/2024

ፈላማይ ዋዕላ ብተውለድትን ፈተውትን ልምዓት ይሓን ከባቢኣን ዝተዳልወ መድረክ 23/09/2016 ኣግ
ትግራይ መበቆል ስልጣነ ከምቲ ምካና
ካብ ፊደል ናይ መጀመርታ ፊደል ሀ
ካብ ናይ ሰልጣነ መጀመርታ ይሓ እዩ።

01/01/2024

HAPPY NEW YEAR 2024

accepted the changes of Tigrai tourismPlease promote and share our culcural heritage to the world. Dear all members of t...
31/12/2023

accepted the changes of Tigrai tourism
Please promote and share our culcural heritage to the world. Dear all members of the association please share and promote to reopened our tourism industry.

Address

Romanat Adababay
Mekelle

Telephone

+251910429610

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tigray Archaeologists Association - TAA posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Organization

Send a message to Tigray Archaeologists Association - TAA:

Share