TYES Substance Rehabilitation Center

TYES Substance Rehabilitation Center Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from TYES Substance Rehabilitation Center, Non-Governmental Organization (NGO), Aksum.

ሕውየት ንደቅናን አሕዋትናን ኣሓትናን ንረባረብ !!ብዓይነቱ ፍልይ ዝበለ፤ ኣብ ዙርያ ሕክምና ዘይተደለየ ወልፍን ተዛመድቲ ሕክምና ኣእምሮን ኣገልጋሎት ዝህብ ማእኸል ምክልኻልን ምሕካምን ጎዳእ...
09/12/2025

ሕውየት ንደቅናን አሕዋትናን ኣሓትናን ንረባረብ !!

ብዓይነቱ ፍልይ ዝበለ፤ ኣብ ዙርያ ሕክምና ዘይተደለየ ወልፍን ተዛመድቲ ሕክምና ኣእምሮን ኣገልጋሎት ዝህብ ማእኸል ምክልኻልን ምሕካምን ጎዳእቲ ወልፍታት ስርሑ ጀሚሩ ኣሎ።
እዚ ማእኸል TYES ዝተባህለ ትካል ምስ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ብምትሕብባር ኣብ ከተማ ኣኽሱም ብዕለት 29/03/2018 ዓ/ም ዕላዊ ስርሑ ዝጀመረ እንትኾን፤ ብሰንኪ ሚሒር ጎዳእቲ ወልፍታት ንዝተፈላለዩ ማሕበራዊን ኢኮኖምያዊን ቅልውላው ዝተሳጥሑ ወገናት ስነ ልቦናውን ኣካላውን ሕውየት ምእንታን ክረኽቡ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣድራሻታት ማእኸል ምክልኻልን ምሕካምን ጎዳእቲ ወልፍታት ተጠቒምኩም ኣገልጋሎት ሕውየት ክረኽቡ ክትገብሩ ንላቦ ።

ብመሰረት እዚ ድማ፦
- ኣብ ከተማ ዓድዋን ከባቢኡን እትርከቡ ደለይቲ ኣገልጋሎት ማእኸል ምክልኻልን ምሕካምን ጎዳእቲ ወልፍታት ኣብ ዓድዋ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንዝርከቡ ኣይተ ኤልያስ ብስ/ቁ 0933381244 ይርከቡዎም።
- ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲን ከባቢኡን እትርከቡ ደለይቲ ደለይቲ ኣገልጋሎት ማእኸል ምክልኻልን ምሕካምን ጎዳእቲ ወልፍታት ኣብ ዓብይ ዓዲ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንዝርከቡ ወ/ሮ ተኽለ ብስ/ቁ 0938150373 ይርከቡወን።
- ኣብ ከተማ ሸራሮን ከባቢኡን እትርከቡ ደለይቲ ኣገልጋሎት ማእኸል ምክልኻልን ምሕካምን ጎዳእቲ ወልፍታት ኣብ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንዝርከቡ ኣይተ መብራህቶም ብስ/ቁ 0939660267 ይርከቡዎም።
- ኣብ ከተማ ሽረን ከባቢኡን እትርከቡ ደለይቲ ኣገልጋሎት ማእኸል ምክልኻልን ምሕካምን ጎዳእቲ ወልፍታትን ኣብ ስሑል ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንዝርከቡ ኣይተ ምስግና ብስ/ቁ 0969537559 ይርከቡዎም።
- ኣብ ከተማ እንዳባጉናን ከባቢኡን እትርከቡ ደለይቲ ኣገልጋሎት ማእኸል ምክልኻልን ምሕካምን ጎዳእቲ ወልፍታትን ኣብ እንዳባጉና ማእኸላይ ሆስፒታል ንዝርከቡ ኣይተ ሓጎስ ብስ/ቁ 0914215343 ይርከቡዎም።
- ኣብ ከተማ ውቕሮ ማራይን ከባቢኡን እትርከቡ ደለይቲ ኣገልጋሎት ማእኸል ምክልኻልን ምሕካምን ጎዳእቲ ወልፍታትን ኣብ ውቕሮ ማራይ ማእኸላይ ሆስፒታል ንዝርከቡ ኣይት ዘበርሀ ብስ/ቁ 0963551725 ይርከቡዎም።
- ኣብ እንትጮን ከባቢኡን እትርከቡ ደለይቲ ኣገልጋሎት ማእኸል ምክልኻልን ምሕካምን ጎዳእቲ ወልፍታትን ኣብ እንትጮ ማእኸላይ ሆስፒታል ብስ/ቁ 0996089257 ይርከቡዎም።
- ኣብ ከተማ ኣኽሱምን ከባቢኡን እትርከቡ ደለይቲ ኣገልጋሎት ማእኸል ምክልኻልን ምሕካምን ጎዳእቲ ወልፍታትን ኣብ ውቕሮ ማራይ ማእኸላይ ሆስፒታል ንዝርከቡ ኣይት ብርሃነ ብስ/ቁ 0967908558 ይርከቡዎም።

Address

Aksum

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when TYES Substance Rehabilitation Center posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share