Sebeya Native Association ማህበር ተወለድቲ ሰበያ

Sebeya Native Association ማህበር ተወለድቲ ሰበያ Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Sebeya Native Association ማህበር ተወለድቲ ሰበያ, Community Organization, Addis Ababa.

ናይዚ ማሕበር ቀንዲ ዓላማ ብሰንኪ እቲ ኣብ ህዝብናን መረበትናን ብዝወረደና ኩናት ምክንያት ሰኣን ደብተርን እስክርብቶን ካብ ትምህርቲ ኣሕዋትና ንከይቀርዩ ብዝከአልናዮ ብዓይነት ይኩን ብቅርሺ ንምኽጋዝ ተባሂላ ዝተከፈተት ፔጅ ኢያ፡፡
ስለዚ ኩላትና ኣብ መላእ ዓለም ዘለና ተወልደቲ ሰበያን አከባብኣን፣ ደገፍትን ፈተውትን ሰበያን ዝኮንኩም ብዓይነት ይኹን ብቅርሺ ሓገዝ ክትገብሩልና ንላቦ፡፡
ኣካውንቲ ቁፅሪ 1000547444942 ኢ/ያ ንግድ ባንክ

ኣተሓባበርቲ ተወልድቲ ሰበያ
ካብ አዲስ አበባ

Address

Addis Ababa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Sebeya Native Association ማህበር ተወለድቲ ሰበያ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share