Luwa Academy

Luwa Academy We make it easier.

06/08/2026

ናብዚ እንህቦ ዘለና ቱቶርያል ንምእታዉ ዝተፀገምኩም ደቂ ስድራ ስዉኣት እንተሃሊኹም ብቴሌግራም ወይ 0996024415 ኣዋግዑና።

ቱቶርያልና ብፅቡቕ እናኸደ እዩ ዘሎ።  ናብዚ እንህቦ ዘለና ቱቶርያል ዘይተመዝገብኩም ተምሃሮ ግዜ ከይከደኩም ተመዝገቡ።ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌግራም   ሕቶቱና።ወይ ድማ 0996024415 ደዊል...
05/08/2026

ቱቶርያልና ብፅቡቕ እናኸደ እዩ ዘሎ። ናብዚ እንህቦ ዘለና ቱቶርያል ዘይተመዝገብኩም ተምሃሮ ግዜ ከይከደኩም ተመዝገቡ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌግራም ሕቶቱና።

ወይ ድማ 0996024415 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ኢኹም።
ቴሌግራም ቻነልና👇👇
https://t.me/LUWA_ACADEMY

04/08/2026
ዛንታ እተን ክልተ ዘርእታትክልተ ዘርእታት ጎኒ ንጎኒ ኣብ መሬት ተቐቢረን ነበራ። እታ ቐዳመይቲ ዘርኢ፡ "ኣነ ክዓቢ እደሊ እየ። ሱረይ ናብ ውሽጢ መሬት ከዕሙቕ፡ ኣቑፅልተይ ድማ ናብ ጸሓይ ...
04/08/2026

ዛንታ እተን ክልተ ዘርእታት

ክልተ ዘርእታት ጎኒ ንጎኒ ኣብ መሬት ተቐቢረን ነበራ። እታ ቐዳመይቲ ዘርኢ፡ "ኣነ ክዓቢ እደሊ እየ። ሱረይ ናብ ውሽጢ መሬት ከዕሙቕ፡ ኣቑፅልተይ ድማ ናብ ጸሓይ ክዝርጋሕ እደሊ። ማዕበልን ህቦቡላ ንፉስ እንተመጸ እኳ፡ ምዕባየይ ክቕጽል እየ" በለት። ኣብ መወዳእታ ድማ ዓበየት።

እታ ዳሕረወይቲ ዘርኢ ክኣ፡ "እቲ ሓመድ ተሪር እንተ ኾይኑስ? ነፍሳት እንተ በሊዖምኒስ? እቲ ኣየር ሕማቕ እንተ ኾይኑስ? ኵሉ ነገር ውሑስ ክሳብ ዝኸውን ክጽበ እየ" በለት። በዚ ድማ ኣብቲ መሬት ውሽጢ ተቐሚጣ ተረፈት።
ሓደ ንጉሆ፡ ሓንቲ ደርሆ መፂኣ ነቲ ሓመድ ፍሒራ፡ ነታ ኻልአይቲ ዘርኢ ረኺባ በሊዓታ።

መምሀሪ መልእኽቲ፦ ፍጹም ዝኾነ እዋን ክሳብ ዝመጽእ ምጽባይ፡ ዕድላትካ ከም ዘምልጠካ ይገብር። ዕቤት፡ ትብዓት የድልዮ እዩ። ዋላ ኳ ኣብ ዘጠራጥር ኩነታት ሃሉ፡ ሓቦን ርእሰ-ተኣማንነትን ኣገዳሲ እዩ። ሓደ ሓደ ግዜ ዉድቀት ከየጋጥመኒ ብምባል ዉሳነ ዘይምዉሳን ናብ ዝገደደ ሓደጋ የእትወና እዩ።

25/07/2026

ቱቶርያልና እንዳቐፀለ እዩ። እስኪ እዛ ሕቶ እዚኣ መኩርዋ።👇👇👇

1) A number is increased by 20% and then decreased by 20%. The final result is 96. What was the original number?

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ቱቶርያልና ተማሂሮም ናብ ቓላሚኖን ናብ ዝተፈላለያ ናይ Science shared ዩኒቨርስትታት ትግራይን ዝሓለፉ ተምሃሮ ብኸፊል።
18/07/2026

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ቱቶርያልና ተማሂሮም ናብ ቓላሚኖን ናብ ዝተፈላለያ ናይ Science shared ዩኒቨርስትታት ትግራይን ዝሓለፉ ተምሃሮ ብኸፊል።

Address

Addis Ababa
1000

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Luwa Academy posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share