Da’erona Community A global network

Da’erona Community
A global network Kontaktinformationen, Karte und Wegbeschreibungen, Kontaktformulare, Öffnungszeiten, Dienstleistungen, Bewertungen, Fotos, Videos und Ankündigungen von Da’erona Community
A global network, Gemeinnützige Organisation, Zürich.

Official Facebook Account of Da’erona Community
A global network of Eritrean human rights & political activists in the diaspora, united in advocating for justice, freedom, and fundamental rights in Eritrea

መደብ ምስ ጋዜጤኛ ካልድ ዓብዱ ጀሚሩ'ሎ ተጸንበሩና።
22/05/2026

መደብ ምስ ጋዜጤኛ ካልድ ዓብዱ ጀሚሩ'ሎ ተጸንበሩና።

ዳዕሮና Eritrean Global Community’s Space · 37 listening · Where live audio conversations happen

``ዘተን ፖለቲካዊ ንቕሓትን" Da’erona global network  ( ዳዕሮና ) ኣብዚ ወሳኒ እዋን ሃገርና ዘላቶ ኩነታት ብምግንዛብ፣ ምስ ፍሉጥ ጋዜጠኛ ኻሊድ ዓብዱ ሰፊሕ ፖለቲካዊ ዘተ ...
14/05/2026

``ዘተን ፖለቲካዊ ንቕሓትን"

Da’erona global network ( ዳዕሮና ) ኣብዚ ወሳኒ እዋን ሃገርና ዘላቶ ኩነታት ብምግንዛብ፣ ምስ ፍሉጥ ጋዜጠኛ ኻሊድ ዓብዱ ሰፊሕ ፖለቲካዊ ዘተ ኣብ ኤክስ (X Space) ተዳልዩ ኣሎ። እዚ ዘተ እዚ፣ ድምጺ ህዝቢ ንምስማዕን ንመጻኢ ሃገር ዝኸውን ሓባራዊ ራእይ ንምቅማጥን ዝዓለመ'ዩ። ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ፖለቲካዊ ምስሊ፣ ብድሆታትን ዕድላትን ብዕምቆት ክድህሰስ እዩ። እዚ ትንተና እዚ ንዘሎ ምሕደራን ህዝባዊ ራእይን ብኸመይ ክተኣሳሰር ከም ዝኽእል ንምርዳእ ዝዓለመ እዩ።
ለውጢ ብኸመይ ይመጽእ? እንታይ ዓይነት ስትራቴጂታትን መገድታትን ክንክተል ይግባእ? እቲ ዘተ ነዞም ሕቶታት እዚኦም ብምልዓል፣ ንሰላማዊ፣ ደሞክራስያዊን ዘላቒን ዝኾነ ስርዓታዊ ለውጢ ዝምልከቱ ሓሳባት ከምርምር እዩ።
እቲ "Transnational Repression" ወይ ስግረ-ዶባዊ ጸቕጢ ተባሂሉ ዝፍለጥ፣ ኣብ ልዕሊ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዜጋታት ዝወርድ ዘሎ ፖለቲካዊ ጸቕጥታትን ዓፈናን ሓደ ካብቶም ቀንዲ ኣርእስትታት እዩ። እዚ ነጥቢ እዚ፣ ዜጋታት ኣብ ዝሃለዉ ሃሊዮም ብናጽነት ፖለቲካዊ ርእይቶኦም ዝገልጽሉ ባይታ ንምፍጣር ዝዓለመ እዩ።

X (Twitter) Space
ዓርቢ፣ 22 ግንቦት 2026
21:00 PM (ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ ሰዓት)

ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብዚ ተኸታተሉና፦

​X (Twitter): https://x.com/daerona901?s=21
​Facebook: [ Da’erona Community
A global network
​Instagram:https://www.instagram.com/daeronaeritreancommunity?igsh=MTE0YzVtbzBqMWJjeg==
​TikTok:https://www.tiktok.com/?_r=1&_t=ZS-95vSUF2Y5cS

14/05/2026

ሰላም ኣብዓለም ዘለኻ መላእ ተቓላሳይ ህዝብና ብፍላይ ድማ ኩሉ ኣባል በርገድ ንሓመዱ!

ከምዝፍለጥ ዓርቢ ዓርቢ ምኩራትን ሓደስትን መምህራን እንዳ ኣምጻእና መንእሰያትናን መላእ ተቓላሳይ ሕብረተሰብናን ኣብ ምንቓሕ ተዋፊና ከምዘለና ኩሉ ዝፈልጦ እዩ ሕጂ ድማ ከምዝቐደመ ዘምጻናዮም መማህራን ጽባሕ ዓርቢ 15/05 ምስ ምኩርን ንቑሑን ተባዕን ተቓላሳይ ሓዉና ከነምሲ እና እሞ ምስታፍ ናባኹም።



"ኣገዳሲ ሓበሬታ''ምስ ኣምባሳደር ቲቦር ናጂ (Ambassador Tibor Nagy) "ዘተ ብዛዕባ ኤርትራን ካልእን" (A Conversation on Eritrea and Beyond) ኣብ ዝብል ...
13/05/2026

"ኣገዳሲ ሓበሬታ''
ምስ ኣምባሳደር ቲቦር ናጂ (Ambassador Tibor Nagy) "ዘተ ብዛዕባ ኤርትራን ካልእን" (A Conversation on Eritrea and Beyond) ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ መደብ፣ ብሰንኪ ዘጋጠሙ ህጹጽ ጉዳያት ንካልእ ግዜ ተሰጋጊሩ ከምዘሎ ንገልጽ። ​ብምኽንያት እዚ ዘጋጠመ ህጹጽ ኩነታት ይቕሬታ እናሓተትና፣ እቲ መደብ ኣብ ዝቕጽል ግዜ ንኽካየድ ዳግማይ መደብ ክወጽኣሉ ምዃኑ ንሕብር። ​ብዛዕባ እቲ ዝመሓላለፈሉ ሓድሽ ሓበሬታ ኣብዚ ገጽ ፌስቡክና ክንሕብር ኢና።
ስለ ትዕግስትኹም ነመስግን።

Da'erona Community ( ዳዕሮና )

08/05/2026

ኣምባሳደር ሃይለ መንቆርዮስ ኣብ ዳዕሮና

08/05/2026

ኣምባሳደር ቲቦር ናጂ ኣብ ዳዕሮና

Da’erona Community is organizing a discussion with the renowned American diplomat Ambassador Tibor Nagy.The conversation...
06/05/2026

Da’erona Community is organizing a discussion with the renowned American diplomat Ambassador Tibor Nagy.The conversation will primarily focus on issues related to Eritrea.

Key Topics of Discussion
The discussion will cover the following points:

1. The current political situation in Eritrea:
An assessment of the internal conditions within the country.

2. Transnational Repression:
The challenges faced by Eritreans in the diaspora, including intimidation and pressure imposed by the regime.

3. Regime Change:
Exploring pathways toward political transformation in Eritrea.

4. Geopolitical developments in the Horn of Africa:
Eritrea’s role and influence within the region.

🔗 Follow Da’erona on social media
For more information and updates, follow us on:

X (Twitter): https://x.com/daerona901?s=21
​Facebook: [ Da’erona Community
A global network
​Instagram:https://www.instagram.com/daeronaeritreancommunity?igsh=MTE0YzVtbzBqMWJjeg==
​TikTok:https://www.tiktok.com/?_r=1&_t=ZS-95vSUF2Y5cS

Da’erona Community ዘተ ምስቲ ፍሉጥ ኣመሪካዊ ዲፕሎማሰኛ ኣምባሳደር ቲቦር ናጂ (Ambassador Tibor Nagy) ዝግበር ኮይኑ፡ ቀንዲ ትሕዝትኡ ድማ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ዘተኮረ...
06/05/2026

Da’erona Community ዘተ ምስቲ ፍሉጥ ኣመሪካዊ ዲፕሎማሰኛ ኣምባሳደር ቲቦር ናጂ (Ambassador Tibor Nagy) ዝግበር ኮይኑ፡ ቀንዲ ትሕዝትኡ ድማ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ዘተኮረ እዩ።
"ቀንዲ ኣርእስታት ዘተ"
​እቲ ዘተ ኣብዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ከድህብ እዩ፡

1. ​እዋናዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ: ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ኩነታት ምግምጋም።

2. ​ሰገረ-ዶባዊ ጸቕጢ (Transnational Repression): እቲ ኣብ ዲያስፖራ ዘሎ ኤርትራዊ ዘጋጥሞ ዘሎ ብድሆታት ብናይቲ ስርዓት ዝወርዶም ምፍርራሓትን ጸቅጥን።

3. ​ሱር በተካዊ ለውጥን: ኣብ ኤርትራ ክመጽእ ዝኽእል ናይ ስርዓት ለውጥን።

3. ​ጂኦ-ፖለቲካዊ ምዕባለታት ቀርኒ ኣፍሪቃ: ኤርትራ ኣብቲ ዞባ ዘለዋ ግደን ጽልዋን።

​🔗 ንዳዕሮና ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ተኸታተሉ
​ንዝያዳ ሓበሬታን ንጥፈታትን ነዞም ዝስዕቡ ገጻት ክትጥቀሙ ትኽእሉ፡
​Facebook: Da'erona Community - A Global Network
​Instagram: Eritrean Community

​TikTok:

​X (Twitter):

Adresse

Zürich

Webseite

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Da’erona Community A global network erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Teilen